ነህምያ 6:17, 18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 በተን መዓልትታት እቲአን፡ እቶም ልዑላን+ ይሁዳ ናብ ጦብያ ብዙሕ ደብዳበታት ይሰድዱ ነበሩ፣ ካብ ጦብያ እውን ምላሽ ይመጾም ነበረ። 18 ንሱ ሰብኣይ ጓል ሸካንያ ወዲ ኣራሕ+ ነበረ፡ ወዱ ዮሓናን ከኣ ጓል መሹላም+ ወዲ በረክያ ኣእትዩ ነበረ እሞ፡ ብዙሓት ኣብ ይሁዳ ዝነበሩ ንዕኡ እሙናት ከም ዚዀኑ ምሒሎም ነበሩ።
17 በተን መዓልትታት እቲአን፡ እቶም ልዑላን+ ይሁዳ ናብ ጦብያ ብዙሕ ደብዳበታት ይሰድዱ ነበሩ፣ ካብ ጦብያ እውን ምላሽ ይመጾም ነበረ። 18 ንሱ ሰብኣይ ጓል ሸካንያ ወዲ ኣራሕ+ ነበረ፡ ወዱ ዮሓናን ከኣ ጓል መሹላም+ ወዲ በረክያ ኣእትዩ ነበረ እሞ፡ ብዙሓት ኣብ ይሁዳ ዝነበሩ ንዕኡ እሙናት ከም ዚዀኑ ምሒሎም ነበሩ።