-
1 ዜና መዋእል 24:3መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
3 ዳዊት ድማ ምስ ጻዶቅ+ ካብ ደቂ ኣልኣዛርን ምስ ኣሒሜሌክ ካብ ደቂ ኢታማርን ኰይኑ፡ ንሓላፍነት ኣገልግሎቶም ኣብ ክፍልታት ከፋፈሎም።
-
-
1 ዜና መዋእል 24:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 እቲ ሻውዓይ ንሃቆጽ፡ እቲ ሻምናይ ንኣብያ፡+
-
-
ነህምያ 3:21መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
21 ብድሕሪኡ፡ መሬሞት+ ወዲ ኡርያ ወዲ ሃቆጽ ካብ ኣፍ ደገ ቤት ኤልያሺብ ክሳብ ወሰን ቤት ኤልያሺብ ዘሎ ኻልእ ክፋል ጸገነ።
-