ዘጸኣት 28:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ነቲ ኡሪምን ነቲ ቱሚምን*+ ድማ ኣብ ናይ ፍርዲ ልብሲ ኣፍ ልቢ ኣንብሮ፣ ናብ ቅድሚ የሆዋ ኺመጽእ ከሎ ኸኣ፡ ኣብ ልዕሊ ልቢ ኣሮን ይኹን። ኣሮን ድማ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ወትሩ ነቲ መፍረዲ እስራኤላውያን ይጹሮ። 1 ሳሙኤል 28:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ሳኦል ንየሆዋ እኳ እንተ ሓተቶ፡+ የሆዋ ግና ብሕልምታት ኰነ፡ ብኡሪም+ ኰነ፡ ብነብያት ኰነ ኣይመለሰሉን።
30 ነቲ ኡሪምን ነቲ ቱሚምን*+ ድማ ኣብ ናይ ፍርዲ ልብሲ ኣፍ ልቢ ኣንብሮ፣ ናብ ቅድሚ የሆዋ ኺመጽእ ከሎ ኸኣ፡ ኣብ ልዕሊ ልቢ ኣሮን ይኹን። ኣሮን ድማ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ወትሩ ነቲ መፍረዲ እስራኤላውያን ይጹሮ።