ሉቃስ 24:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ካብ ሙሴን ካብ ኵሎም ነብያትን ጀሚሩ ኸኣ፡+ እቲ ብዛዕባኡ ኣብ ኵሉ ቕዱሳት ጽሑፋት ዘሎ ተርጐመሎም። ግብሪ ሃዋርያት 8:30, 31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ፊልጶስ ጐድኒ ጐድኑ ጐየየ፡ ትንቢት ኢሳይያስ ዓው ኢሉ ኼንብብ ከሎ ድማ ሰምዖ እሞ፡ “ነቲ እተንብቦስ ብሓቂዶ ትፈልጦ* ኢኻ፧” በሎ። 31 ንሱ ኸኣ፡ “ሓደ እኳ ኸይመሃረኒ፡ ከመይ ኢሉ ይዀነለይ፧” በሎ። ንፊልጶስ ድማ ደዪቡ ምስኡ ኪቕመጥ ለመኖ።
30 ፊልጶስ ጐድኒ ጐድኑ ጐየየ፡ ትንቢት ኢሳይያስ ዓው ኢሉ ኼንብብ ከሎ ድማ ሰምዖ እሞ፡ “ነቲ እተንብቦስ ብሓቂዶ ትፈልጦ* ኢኻ፧” በሎ። 31 ንሱ ኸኣ፡ “ሓደ እኳ ኸይመሃረኒ፡ ከመይ ኢሉ ይዀነለይ፧” በሎ። ንፊልጶስ ድማ ደዪቡ ምስኡ ኪቕመጥ ለመኖ።