ዘዳግም 28:48 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 48 የሆዋ ንጸላእትኻ ኣንጻርካ ኺሰድዶም፡ ንስኻ ድማ ጠሚኻን+ ጸሚእካን ዓሪቕካን ስኢንካን ከለኻ ኽትግዝኦም ኢኻ።+ ክሳዕ ዜጥፍኣካ ኸኣ፡ ኣብ ክሳድካ ኣርዑት ሓጺን ኬንብር እዩ። እዝራ 9:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንሕና ባሮት ክነስናስ፡+ ኣምላኽና ኣብ ባርነትና ኣይሓደገናን፣ የግዳስ፡ ቤት ኣምላኽና ንምትንሳእን+ ዑናታታ ንምሕዳስን ኬበራብረና፡ ኣብ ይሁዳን ኣብ የሩሳሌምን ድማ መንደቕ* ኪህበና ኣብ ቅድሚ ነገስታት ፋርስ ብተኣማንነት ኣፍቀረና።+
48 የሆዋ ንጸላእትኻ ኣንጻርካ ኺሰድዶም፡ ንስኻ ድማ ጠሚኻን+ ጸሚእካን ዓሪቕካን ስኢንካን ከለኻ ኽትግዝኦም ኢኻ።+ ክሳዕ ዜጥፍኣካ ኸኣ፡ ኣብ ክሳድካ ኣርዑት ሓጺን ኬንብር እዩ።
9 ንሕና ባሮት ክነስናስ፡+ ኣምላኽና ኣብ ባርነትና ኣይሓደገናን፣ የግዳስ፡ ቤት ኣምላኽና ንምትንሳእን+ ዑናታታ ንምሕዳስን ኬበራብረና፡ ኣብ ይሁዳን ኣብ የሩሳሌምን ድማ መንደቕ* ኪህበና ኣብ ቅድሚ ነገስታት ፋርስ ብተኣማንነት ኣፍቀረና።+