ነህምያ 2:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ሳንባላጥ+ እቲ ሖሮናውን ጦብያ+ እቲ ዓሞናዊ+ ብዓል ስልጣንን* ብዛዕባ እዚ ምስ ሰምዑ፡ ንህዝቢ እስራኤል ጽቡቕ ዚገብረሎም ሰብ ብምምጻኡ ኣዝዮም ጐሃዩ።