እዝራ 7:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ድሕሪ እዚ ነገር እዚ፡ ብግዜ ንግስና ኣርታሕሻስታ+ ንጉስ ፋርስ፡ እዝራ*+ ተመልሰ። ንሱ ወዲ ሰራያ፡+ ወዲ ዓዛርያ፡ ወዲ ሒልቅያ፡+ ነህምያ 2:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣብ ወርሒ ኒሳን፡* ኣብ መበል 20 ዓመት+ ንጉስ ኣርታሕሻስታ፡+ ኣብ ቅድሚኡ ወይኒ ቐረበ፣ ኣነ ድማ ከምቲ ልሙድ ነቲ ወይኒ ወሲደ፡ ንንጉስ ሃብክዎ።+ ግናኸ፡ ቅድሚ ሽዑ ኣብ ቅድሚኡ ጕሁይ ኰይነ ተራእየ ኣይፈልጥን ነበርኩ።
2 ኣብ ወርሒ ኒሳን፡* ኣብ መበል 20 ዓመት+ ንጉስ ኣርታሕሻስታ፡+ ኣብ ቅድሚኡ ወይኒ ቐረበ፣ ኣነ ድማ ከምቲ ልሙድ ነቲ ወይኒ ወሲደ፡ ንንጉስ ሃብክዎ።+ ግናኸ፡ ቅድሚ ሽዑ ኣብ ቅድሚኡ ጕሁይ ኰይነ ተራእየ ኣይፈልጥን ነበርኩ።