ነህምያ 10:39 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 ከመይሲ፡ እስራኤላውያንን ደቂ ሌዋውያንን ነቲ መባእ እኽልን ጕዕሽ ወይንን ዘይትን+ ናብ መኽዘናት* እዮም ኬምጽእዎ ዘለዎም፣+ ኣብኡ ድማ እዩ እቲ ኣቕሑ መቕደስ ዘሎ፣ እቶም ዜገልግሉ ኻህናትን ሓለውቲ ኣፍ ደገን ዘመርትን እውን ኣብኡ እዮም ዘለዉ። ቤት ኣምላኽና ዕሽሽ ኣይንብልን ኢና።+
39 ከመይሲ፡ እስራኤላውያንን ደቂ ሌዋውያንን ነቲ መባእ እኽልን ጕዕሽ ወይንን ዘይትን+ ናብ መኽዘናት* እዮም ኬምጽእዎ ዘለዎም፣+ ኣብኡ ድማ እዩ እቲ ኣቕሑ መቕደስ ዘሎ፣ እቶም ዜገልግሉ ኻህናትን ሓለውቲ ኣፍ ደገን ዘመርትን እውን ኣብኡ እዮም ዘለዉ። ቤት ኣምላኽና ዕሽሽ ኣይንብልን ኢና።+