ነህምያ 6:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣብኣ ድማ ከምዚ ዚብል ተጻሒፉ ነበረ፦ “ንስኻን ኣይሁድን ክትዓልዉ ትሓስቡ ኸም ዘለኹም፡+ ኣብ ኣህዛብ ተሰሚዑ ኣሎ፣ ጌሸም+ እውን ይብሎ ኣሎ። ስለዚ ኢኻ ነቲ መካበብያ እትሃንጾ ዘለኻ፣ ንጉሶም ክትከውን ምዃንካ እውን ይውረ ኣሎ።
6 ኣብኣ ድማ ከምዚ ዚብል ተጻሒፉ ነበረ፦ “ንስኻን ኣይሁድን ክትዓልዉ ትሓስቡ ኸም ዘለኹም፡+ ኣብ ኣህዛብ ተሰሚዑ ኣሎ፣ ጌሸም+ እውን ይብሎ ኣሎ። ስለዚ ኢኻ ነቲ መካበብያ እትሃንጾ ዘለኻ፣ ንጉሶም ክትከውን ምዃንካ እውን ይውረ ኣሎ።