ዘጸኣት 20:8-10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 “ንመዓልቲ ሰንበት ቅድስቲ ጌርካ ኽትሕልዋ ዘክር።+ 9 ኵሉ ዕዮኻን ተግባርካን ኣብ ሽዱሽተ መዓልቲ ግበር፣+ 10 እታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ግና ንየሆዋ ኣምላኽካ ሰንበት እያ። ብእኣ ገለ ዕዮ እኳ ኣይትዕየ፣ ንስኻን ወድኻን ጓልካን ግዙእካን ግዝእትኻን እንስሳ ዘቤትካን ኣብ ውሽጢ ሰፈርካ* ዘሎ ጓናን እውን ከምኡ።+
8 “ንመዓልቲ ሰንበት ቅድስቲ ጌርካ ኽትሕልዋ ዘክር።+ 9 ኵሉ ዕዮኻን ተግባርካን ኣብ ሽዱሽተ መዓልቲ ግበር፣+ 10 እታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ግና ንየሆዋ ኣምላኽካ ሰንበት እያ። ብእኣ ገለ ዕዮ እኳ ኣይትዕየ፣ ንስኻን ወድኻን ጓልካን ግዙእካን ግዝእትኻን እንስሳ ዘቤትካን ኣብ ውሽጢ ሰፈርካ* ዘሎ ጓናን እውን ከምኡ።+