2 ዜና መዋእል 26:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ዑዝያ ድማ ኣብ የሩሳሌም ኣብ ኣፍ ደገ መኣዝንን+ ኣብ ኣፍ ደገ ስንጭሮን+ ኣብ ደጋፍ መንደቕን ግምብታት ሃነጸ፡+ ኣጽንዖ እውን።