2 ሳሙኤል 5:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ሒራም+ ንጉስ ጢሮስ ድማ ንዳዊት ልኡኻትን ኣዕጫው ቄድሮስን+ ጸረብትን ነደቕትን ሰደደሉ፣ ንሳቶም ከኣ ንዳዊት ቤት* ሃነጹሉ።+ ነህምያ 12:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ኣብ ኣፍ ደገ ዓይኒ ማይ+ በቲ መደያይቦ+ እታ ኸተማ ዳዊት+ በቲ ኣብ ልዕሊ ቤት ዳዊት ዘሎ ዓቐበት ናብ ምብራቕ ናብቲ ኣፍ ደገ ማይ+ ትኽ ኢሎም ደየቡ።