ኤርምያስ 37:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ስለዚ፡ ኣብ ኣጸድ ሓለውቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ+ ኪኸውን፡ ኣብታ ኸተማ ዝነበረ ዅሉ እንጌራ ኽሳዕ ዚውዳእ+ ድማ መዓልቲ መዓልቲ ኻብ ጐደና ሰንከትቲ ሓደ ኸቢብ እንጌራ ኺውሃቦ፡+ ንጉስ ጼዴቅያስ ኣዘዘ። ኤርምያስ ከኣ ኣብቲ ኣጸድ ሓለውቲ ነበረ።
21 ስለዚ፡ ኣብ ኣጸድ ሓለውቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ+ ኪኸውን፡ ኣብታ ኸተማ ዝነበረ ዅሉ እንጌራ ኽሳዕ ዚውዳእ+ ድማ መዓልቲ መዓልቲ ኻብ ጐደና ሰንከትቲ ሓደ ኸቢብ እንጌራ ኺውሃቦ፡+ ንጉስ ጼዴቅያስ ኣዘዘ። ኤርምያስ ከኣ ኣብቲ ኣጸድ ሓለውቲ ነበረ።