9 በታ ግዜ እቲኣ፡ ኣብ ሳልሰይቲ ወርሒ፡ ንሳ ወርሒ ሲዋን፡ ኣብ መበል 23 መዓልቲ፡ እቶም ጸሓፍቲ ንጉስ ተጸውዑ። ኵሉ እቲ ማርዶካይ ዝኣዘዞ ድማ ናብ ኣይሁድን ናብ ራእስታትን+ ናብ ሹማምንትን ናብ መሳፍንቲ ኣውራጃታትን፡+ ካብ ህንዲ ኽሳብ ኢትዮጵያ 127 ኣውራጃ፡ ነናብ ኣውራጃ በብስርዓት ኣጸሓሕፋኡ፡ ነናብ ህዝቢ ኸኣ በብቛንቋኡ፡ ናብ ኣይሁድ እውን ብስርዓት ኣጸሓሕፋኦምን ብቛንቋኦምን ጸሓፉ።