ኣስቴር 2:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኵለን መልክዐኛታት ደናግል ኣዋልድ ናብ ሱሳን* እታ ዕርዲ ኸተማ፡* ናብ ቤት ኣንስቲ* ኺእክቡ ኸኣ፡ ንጉስ ኣብ ኵለን ኣውራጃታት ግዝኣቱ ሰብ መዚ ይሽም።+ ኣብ ትሕቲ ኣላይነት ሄጋይ+ እቲ ናይ ንጉስ ስሉብን ሓላው ኣንስትን ድማ የንብርወን፣ ንጽባቐ ዜድሊ ኽንክን ከኣ ይገበረለን።*
3 ኵለን መልክዐኛታት ደናግል ኣዋልድ ናብ ሱሳን* እታ ዕርዲ ኸተማ፡* ናብ ቤት ኣንስቲ* ኺእክቡ ኸኣ፡ ንጉስ ኣብ ኵለን ኣውራጃታት ግዝኣቱ ሰብ መዚ ይሽም።+ ኣብ ትሕቲ ኣላይነት ሄጋይ+ እቲ ናይ ንጉስ ስሉብን ሓላው ኣንስትን ድማ የንብርወን፣ ንጽባቐ ዜድሊ ኽንክን ከኣ ይገበረለን።*