ኣስቴር 2:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣብ ሱሳን*+ እታ ዕርዲ ኸተማ* ድማ ሓደ ማርዶካይ+ ዝስሙ ኣይሁዳዊ ሰብኣይ ነበረ፣ ንሱ ወዲ ያኢር ወዲ ሺምዒ ወዲ ቂስ፡ ብንያማዊ ነበረ።+