ኣስቴር 2:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣብ ሱሳን*+ እታ ዕርዲ ኸተማ* ድማ ሓደ ማርዶካይ+ ዝስሙ ኣይሁዳዊ ሰብኣይ ነበረ፣ ንሱ ወዲ ያኢር ወዲ ሺምዒ ወዲ ቂስ፡ ብንያማዊ ነበረ።+ ኣስቴር 2:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ንሃዳሳ* ጓል ሓው ኣቦኡ+ ድማ፡ ንሳ ኣስቴር፡ ኣቦን ኣደን ኣይነበርዋን እሞ፡ መዕበዪኣ* ነበረ። እታ ጓል ከኣ ጽቡቕ ዝቕርጻን ማራኺ ዝትርኢታን ነበረት። ኣቦኣን ኣዲኣን ምስ ሞቱ ድማ፡ ማርዶካይ ከም ጓሉ ገይሩ ወሲድዋ ነበረ።
7 ንሃዳሳ* ጓል ሓው ኣቦኡ+ ድማ፡ ንሳ ኣስቴር፡ ኣቦን ኣደን ኣይነበርዋን እሞ፡ መዕበዪኣ* ነበረ። እታ ጓል ከኣ ጽቡቕ ዝቕርጻን ማራኺ ዝትርኢታን ነበረት። ኣቦኣን ኣዲኣን ምስ ሞቱ ድማ፡ ማርዶካይ ከም ጓሉ ገይሩ ወሲድዋ ነበረ።