ኣስቴር 4:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “ኬድካ፡ ኣብ ሱሳን* ንእተረኽቡ ዅሎም ኣይሁድ ኣክቦም እሞ፡ ሰለስተ መዓልቲ፡ ለይትን መዓልትን ከይበላዕኩምን ከይሰተኹምን ጽሙለይ።+ ኣነ እውን ምስ ኣግራደይ ክጸውም እየ። ሽዑ፡ ኣንጻር ሕጊ እኳ እንተ ዀነ፡ ናብ ንጉስ ክኣቱ እየ፣ እንተ ጠፊአ ኸኣ፡ እጥፋእ።”
16 “ኬድካ፡ ኣብ ሱሳን* ንእተረኽቡ ዅሎም ኣይሁድ ኣክቦም እሞ፡ ሰለስተ መዓልቲ፡ ለይትን መዓልትን ከይበላዕኩምን ከይሰተኹምን ጽሙለይ።+ ኣነ እውን ምስ ኣግራደይ ክጸውም እየ። ሽዑ፡ ኣንጻር ሕጊ እኳ እንተ ዀነ፡ ናብ ንጉስ ክኣቱ እየ፣ እንተ ጠፊአ ኸኣ፡ እጥፋእ።”