ኣስቴር 3:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ድሕሪ እዚ ነገር እዚ፡ ንጉስ ኣሓሽዌሮስ ንሃማን+ ወዲ ሃመዳታ እቲ ኣጋጋዊ+ ኽብ ኣበሎ፣ ዝፋኑ ድማ ኣብ ልዕሊ ዅሎም እቶም ምስኡ ዝነበሩ መሳፍንቲ ልዕል ኣበለ።+
3 ድሕሪ እዚ ነገር እዚ፡ ንጉስ ኣሓሽዌሮስ ንሃማን+ ወዲ ሃመዳታ እቲ ኣጋጋዊ+ ኽብ ኣበሎ፣ ዝፋኑ ድማ ኣብ ልዕሊ ዅሎም እቶም ምስኡ ዝነበሩ መሳፍንቲ ልዕል ኣበለ።+