ዘፍጥረት 6:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ታሪኽ ኖህ እዚ እዩ። ኖህ ጻድቕ ሰብኣይ ነበረ።+ ኣብቶም ብዘመኑ ዚነብሩ ዝነበሩ፡* ኣበር ዘይብሉ* ነበረ። ኖህ ምስቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ተመላለሰ።+