ዘፍጥረት 1:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ኣምላኽ ድማ እቲ ዝዓበየ ብርሃን ብመዓልቲ ኺገዝእ፡+ እቲ ዝነኣሰ ብርሃን ከኣ ብለይቲ ኺገዝእ፡ ክልተ ዓበይቲ ብርሃናት ገበረ፣ ከዋኽብቲ እውን ገበረ።+