እዮብ 2:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ሰይጣን ከኣ፡ ካብ ቅድሚ* የሆዋ ወጺኡ፡ ንእዮብ ካብ ከብዲ እግሩ ኽሳብ መንበስበስታ ርእሱ ብዜሳቒ ምጕልንጭዋ* ወቕዖ።+