መዝሙር 39:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 “ኦ የሆዋ፡ ህይወተይ ክሳዕ ክንደይ ሓጻር ከም ዝዀነት* ክፈልጥሲ፡መወዳእታይን ልክዕ መዓልትታተይን+እንታይ ከም ዚኸውን ኣፍልጠኒ።