እዮብ 31:35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 ዚሰምዓኒ እንተ ዝረክብ መን ምሃበ!+ ኣብቲ ዝበልክዎ፡ ስመይ ምኸተምኩ ነይረ።* እቲ ዅሉ ዚኽእል ይመልሰለይ!+ እቲ ኸሳስየይ፡ ነቲ ኽስታት ኣብ ሰነድ እባ እንተ ዝጽሕፎ!
35 ዚሰምዓኒ እንተ ዝረክብ መን ምሃበ!+ ኣብቲ ዝበልክዎ፡ ስመይ ምኸተምኩ ነይረ።* እቲ ዅሉ ዚኽእል ይመልሰለይ!+ እቲ ኸሳስየይ፡ ነቲ ኽስታት ኣብ ሰነድ እባ እንተ ዝጽሕፎ!