መዝሙር 31:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኵሎም ተጻረርተይ፡ምናዳ ኸኣ ጐረባብተይ ኣስተናዒቖምኒ።+ ፈለጥተይ ብኣይ ርዒዶም፣ኣብ ግዳም ምስ ዚርእዩኒ፡ ካባይ ይሃድሙ ኣለዉ።+ መዝሙር 69:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ንኣሕዋተይ ጋሻ፡ንደቂ ኣደይ ድማ ጓና ዀይነዮም።+