እዮብ 30:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ቈርበተይ ጸሊሙ፡ ካባይ እውን ተቐሊጡ፣+ኣዕጽምተይ ብዋዒ* ሓሪሩ። መዝሙር 102:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ዓው ኢለ ኻብ ምግዓረይ እተላዕለ፡+ኣዕጽምተይ ምስ ስጋይ ተላጊቡ።+