-
መዝሙር 10:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ብትዕቢቱ፡ እኩይ ኣይምርምርን፣
ኵሉ ሓሳባቱ፡ “ኣምላኽ የልቦን” እዩ።+
-
-
መዝሙር 73:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 “ኣምላኽ ከመይ ገይሩ ይፈልጥ፧+
እቲ ልዑልከ ፍልጠትዶ ኣለዎ እዩ፧” ይብሉ።
-