መዝሙር 74:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንስኻ ብብርታዐኻ ንባሕሪ ኣለዓዒልካዮ፣+ኣራእስ ዓበይቲ እንስሳታት ባሕሪ ኣብ ማያት ጨፍሊቕካ። ኢሳይያስ 51:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ኣነ ግና ንባሕሪ ዘለዓዕሎን ንማዕበላቱ ዘናውጾን+የሆዋ ኣምላኽካ እየ፣—ስሙ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እዩ።+