እዮብ 12:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኣነ ምላሽ ደልየ ናብ ኣምላኽ እተማህለልኩስ፡+ንብጾተይ መስሓቒ ዀይነ ኣለኹ።+ ጻድቕን መንቅብ ዘይብሉን ሰብሲ መስሓቒ ዀይኑ ኣሎ።