1 ሳሙኤል 1:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ሃና ኸኣ ኣመና ተመሪራ፡* ናብ የሆዋ ትጽልን+ ብዙሕ ትበክን ነበረት። 2 ነገስት 4:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ናብቲ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ፡ ናብቲ ኸረን ምስ መጸት፡ ኣእጋሩ ኣጽኒዓ ሓዘቶ።+ ገሓዚ ድማ ኪደፍኣ ቐረበ፣ እቲ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ ግና፡ “ብጭንቂ እተመረረት* እያ እሞ፡ ሕደጋ፣ የሆዋ ኸኣ ሓቢኡለይ እዩ፡ ኣይነገረንን እውን” በለ።
27 ናብቲ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ፡ ናብቲ ኸረን ምስ መጸት፡ ኣእጋሩ ኣጽኒዓ ሓዘቶ።+ ገሓዚ ድማ ኪደፍኣ ቐረበ፣ እቲ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ ግና፡ “ብጭንቂ እተመረረት* እያ እሞ፡ ሕደጋ፣ የሆዋ ኸኣ ሓቢኡለይ እዩ፡ ኣይነገረንን እውን” በለ።