ያእቆብ 1:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ፍቑራት ኣሕዋተየ፡ እዚ ፍለጡ። ኵሉ ሰብ ንምስማዕ ቅልጡፍ፡ ንምዝራብ ደንጓዪ፡+ ንቝጥዓ ደንጓዪ ይኹን፣+