ምሳሌ 2:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 እኩያት ግና ካብ ምድሪ ኺምንቈሱ፡+ጠለምቲ ድማ ካብኣ ኺምሓዉ እዮም።+ ኤርምያስ 25:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ‘የሆዋ ምስ ኣህዛብ ነገር ኣለዎ እሞ፡ክሳብ ወሰናት ምድሪ ጫውጫውታ ኺስማዕ እዩ። ንዅሉ ሰብ* ባዕሉ ኺፈርዶ እዩ።+ ንእኩያት ድማ ንሰይፊ ኺምጥዎም እዩ’ ይብል የሆዋ።
31 ‘የሆዋ ምስ ኣህዛብ ነገር ኣለዎ እሞ፡ክሳብ ወሰናት ምድሪ ጫውጫውታ ኺስማዕ እዩ። ንዅሉ ሰብ* ባዕሉ ኺፈርዶ እዩ።+ ንእኩያት ድማ ንሰይፊ ኺምጥዎም እዩ’ ይብል የሆዋ።