ኣሞጽ 9:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ‘እቲ መደያይቦኡ ኣብ ሰማያት ዚሰርሕ፡ህንጻኡ* ኣብ ልዕሊ ምድሪ ዚስርት፡እቲ ኣብ ገጽ ምድሪ ኼፍስሶንማያት ባሕሪ ዚጽውዕ፡+ስሙ የሆዋ እዩ።’+