ኤርምያስ 10:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ንሱ ብሓይሉ ንምድሪ ዝገበራ፡ብጥበቡ ንፍርያም ምድሪ ዝሰረታ፡+ብኣእምሮኡ ኸኣ ንሰማያት ዝዘርግሐ እዩ።+