መዝሙር 89:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ንዳዊት ጊልያይ ረኺበዮ፣+ብቕዱስ ዘይተይ ቀቢአዮ።+ ኢሳይያስ 61:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 61 ንዓቃላት* ከበስሮም የሆዋ ስለ ዝቐብኣኒ፡+መንፈስ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኣብ ልዕለይ እዩ።+ ስቡር ንዝልቦም ክዝንን፡ንምሩኻት ምውጻእ ሓራ፡ንእሱራት ከኣ ምንቋሕ ዓይኒ ኽእውጅ ልኢኹኒ፣+
61 ንዓቃላት* ከበስሮም የሆዋ ስለ ዝቐብኣኒ፡+መንፈስ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኣብ ልዕለይ እዩ።+ ስቡር ንዝልቦም ክዝንን፡ንምሩኻት ምውጻእ ሓራ፡ንእሱራት ከኣ ምንቋሕ ዓይኒ ኽእውጅ ልኢኹኒ፣+