2 ዜና መዋእል 32:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 “ትብዑን በርትዑን። ካብቶም ምስኡ ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ እሞ፡ ብንጉስ ኣሶርን+ በቲ ምስኡ ዘሎ ዅሉ ህዝብን ኣይትፍርሁን ኣይትሸበሩን።+ መዝሙር 3:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ነቶም ብዙርያይ ዚስርዑ ኣእላፋትኣይፈርሆምን እየ።+