2 ሳሙኤል 5:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኵሎም ዓበይቲ እስራኤል ከኣ ናብ ንጉስ ናብ ኬብሮን መጹ። ንጉስ ዳዊት ድማ ኣብ ኬብሮን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ምሳታቶም ኪዳን ኣተወ።+ ሽዑ፡ ንዳዊት ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንጉስ ኪኸውን ቀብእዎ።+ መክብብ 8:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣነስ እዚ እብል ኣለኹ፦ “ስለቲ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዝመሓልካዮ ማሕላ ኢልካ፡+ ትእዛዛት ንጉስ ሓሉ።+
3 ኵሎም ዓበይቲ እስራኤል ከኣ ናብ ንጉስ ናብ ኬብሮን መጹ። ንጉስ ዳዊት ድማ ኣብ ኬብሮን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ምሳታቶም ኪዳን ኣተወ።+ ሽዑ፡ ንዳዊት ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንጉስ ኪኸውን ቀብእዎ።+