2 ሳሙኤል 16:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 በተን መዓልትታት እቲአን፡ ኣሒቶፌል ዚመኽሮ ዝነበረ ምኽሪ፡+ ከም ቃል እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ይቝጸር ነበረ።* ዳዊት ኰነ ኣቤሴሎም ንዅሉ ምኽሪ ኣሒቶፌል፡ ከምኡ ኣኽቢሮም ይርእይዎ ነበሩ።
23 በተን መዓልትታት እቲአን፡ ኣሒቶፌል ዚመኽሮ ዝነበረ ምኽሪ፡+ ከም ቃል እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ይቝጸር ነበረ።* ዳዊት ኰነ ኣቤሴሎም ንዅሉ ምኽሪ ኣሒቶፌል፡ ከምኡ ኣኽቢሮም ይርእይዎ ነበሩ።