መዝሙር 59:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እንሆ፡ ኣድብዮም ይጽበዩኒ* ኣለዉ፣+ብርቱዓት የጥቅዑኒ ኣለዉ፣ግናኸ፡ ኦ የሆዋ፡ ስለ ዝዓሎኹ ወይ ስለ ዝሓጣእኩ ኣይኰነን።+ መዝሙር 71:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ጸላእተይ ኣንጻረይ ይዛረቡ፣እቶም ንህይወተይ ኬጥፍእዋ ዚደልዩ* ድማ ተንኰል ይፍሕሱ።+