መዝሙር 27:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 የሆዋ ብርሃነይን+ ድሕነተይን እዩ። ካብ መን እየ ዝፈርህ፧+ የሆዋ ዕርዲ ህይወተይ እዩ።+ ካብ መንከ እየ ዝርዕድ፧