-
1 ሳሙኤል 24:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ሽዑ፡ ንዳዊት እቶም ሰቡ፡ “እታ የሆዋ፡ ‘እንሆ፡ ንጸላኢኻ ኣብ ኢድካ እህበካ ኣለኹ፡+ ጽቡቕ ዝመሰለካ ዘበለ ድማ ክትገብሮ ትኽእል ኢኻ’ ዝበለካ መዓልቲ፡ እዚኣ እያ” በልዎ። ዳዊት ከኣ ተንሲኡ ቐስ ኢሉ ኸይዱ፡ ጫፍ እቲ እጅገ ዘይብሉ ቐምሽ ላዕሊ ሳኦል ቈረጸ።
-
-
ምሳሌ 26:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 ጕድጓድ ዚዅዕት፡ ኣብኣ ይወድቕ፣
እምኒ ዜንከባልል ከኣ፡ ንሳ ትምለሶ።+
-