-
ኤርምያስ 17:19, 20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
19 የሆዋ ኸምዚ በለኒ፦ “ኬድካ ኣብታ ነገስታት ይሁዳ ዚኣትዉላን ዚወጹላን ኣፍ ደገ ደቂ ህዝብን ኣብ ኵሉ ኣፍ ደገታት የሩሳሌምን ደው በል።+ 20 ከምዚ ኸኣ በሎም፦ ‘ኣቱም በዘን ኣፍ ደገታት እዚአን እትኣትዉ ነገስታት ይሁዳን ኵላትኩም ህዝቢ ይሁዳን ኵላትኩም ነበርቲ የሩሳሌምን ቃል የሆዋ ስምዑ።
-