መዝሙር 10:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ብትዕቢቱ፡ እኩይ ኣይምርምርን፣ኵሉ ሓሳባቱ፡ “ኣምላኽ የልቦን” እዩ።+ መዝሙር 10:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ንሱ ብልቡ፡ “ኣምላኽ ረሲዑ፡+ገጹ ኸዊሉ፡ከቶ ኣይርእን እዩ” ይብል።+ መዝሙር 59:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ካብ ኣፎም ዚወጽእ* እሞ ርአ፣“መን ዚሰምዕ ኣሎ፧” ይብሉ ኣለዉ እሞ፡+ከናፍሮም ከም ኣስያፍ እየን።+