-
ዘሁልቍ 10:35መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
35 ታቦት ምስ ዚልዓል፡ ሙሴ፡ “ኦ የሆዋ፡ ተንስእ፡+ ጸላእትኻ ፋሕ ይበሉ፡ እቶም ዚጸልኡኻ ድማ ካብ ቅድሜኻ ይህደሙ” ይብል ነበረ።
-
-
መዝሙር 21:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 ኢድካ ንዅሎም ጸላእትኻ ኽትረኽቦም፡
የማነይትኻ ድማ ንዚጸልኡኻ ኽትረኽቦም እያ።
-