ዘዳግም 12:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ግናኸ፡ ንየሆዋ ኣምላኽኩም ኣብታ ስሙ ኼንብረላ ዚሓርያን ኣብ መንጎ ዅሎም ነገዳትኩም ዚነብረላን ቦታ ድለይዎ፡ ናብኣ እውን ኪዱ።+ 6 ዚሓርር መስዋእትኹምን+ መስዋእቲ ሕሩድኩምን ዕሽርኩምን+ ካብ ኢድኩም ዚውሃብ መባእን+ መስዋእቲ መብጽዓኹምን መስዋእቲ ፍታውኩምን+ በዅሪ ኸብትኹምን ጤለ በጊዕኩምን+ ከኣ ናብኣ ኣምጽኡ። 1 ነገስት 9:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 የሆዋ ድማ ከምዚ በሎ፦ “እቲ ኣብ ቅድመይ ዘቕረብካዮ ጸሎትካን ናይ ሞገስ ልማኖኻን ሰሚዐዮ ኣለኹ። ነዛ ዝሃነጽካያ ቤት እዚኣ፡ ስመይ ንሓዋሩ ኣብኣ ብምንባር ቀዲሰያ ኣለኹ፣+ ኣዒንተይን ልበይን ከኣ ወትሩ ኣብኣ ኪኸውን እዩ።+ እብራውያን 12:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ንስኻትኩም ግና ናብ ከረን ጽዮንን+ ናብ ከተማ እቲ ህያው ኣምላኽ ዝዀነት ሰማያዊት የሩሳሌምን+ ናብ ኣእላፋት* መላእኽቲ
5 ግናኸ፡ ንየሆዋ ኣምላኽኩም ኣብታ ስሙ ኼንብረላ ዚሓርያን ኣብ መንጎ ዅሎም ነገዳትኩም ዚነብረላን ቦታ ድለይዎ፡ ናብኣ እውን ኪዱ።+ 6 ዚሓርር መስዋእትኹምን+ መስዋእቲ ሕሩድኩምን ዕሽርኩምን+ ካብ ኢድኩም ዚውሃብ መባእን+ መስዋእቲ መብጽዓኹምን መስዋእቲ ፍታውኩምን+ በዅሪ ኸብትኹምን ጤለ በጊዕኩምን+ ከኣ ናብኣ ኣምጽኡ።
3 የሆዋ ድማ ከምዚ በሎ፦ “እቲ ኣብ ቅድመይ ዘቕረብካዮ ጸሎትካን ናይ ሞገስ ልማኖኻን ሰሚዐዮ ኣለኹ። ነዛ ዝሃነጽካያ ቤት እዚኣ፡ ስመይ ንሓዋሩ ኣብኣ ብምንባር ቀዲሰያ ኣለኹ፣+ ኣዒንተይን ልበይን ከኣ ወትሩ ኣብኣ ኪኸውን እዩ።+