መዝሙር 55:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ፣+ንሱ ድማ ኪድግፈካ እዩ።+ ንጻድቕ ኪወድቕ* ከቶ ኣይሓድጎን እዩ።+ 1 ጴጥሮስ 5:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 እምበኣር፡ ብግዜኡ ንሱ ልዕል ምእንቲ ኼብለኩም፡ ኣብ ትሕቲ እታ ሓያል ኢድ ኣምላኽ ትሕት በሉ።+ 7 ንሱ ይሓልየልኩም እዩ እሞ፡+ ንዅሉ ጭንቀትኩም* ናብኡ ደርብይዎ።+
6 እምበኣር፡ ብግዜኡ ንሱ ልዕል ምእንቲ ኼብለኩም፡ ኣብ ትሕቲ እታ ሓያል ኢድ ኣምላኽ ትሕት በሉ።+ 7 ንሱ ይሓልየልኩም እዩ እሞ፡+ ንዅሉ ጭንቀትኩም* ናብኡ ደርብይዎ።+