መዝሙር 51:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ኣፈይ ውዳሰኻ ምእንቲ ኺነግርሲ፡ኦ የሆዋ፡ ከናፍረይ ክፈት።+ እብራውያን 13:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ብእኡ ንኣምላኽ ኵሉ ሳዕ መስዋእቲ ውዳሰ፡+ ማለት ንስሙ ዚእመና+ ፍረ ኸናፍርና፡+ ነቕርብ።