1 ነገስት 3:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ነዚ ብዙሕ* ህዝብኻ እዚ ደኣ መን ኪፈርዶ ይኽእል፧ ስለዚ፡ ንጊልያኻ፡ ኣብ መንጎ ጽቡቕን ክፉእን ፈልዩ+ ንህዝብኻ ምእንቲ ኺፈርድሲ፡+ እዙዝ ልቢ ሃቦ።” 1 ነገስት 3:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ኵሎም እስራኤል ድማ ነቲ ንጉስ ዝፈረዶ ፍርዲ ሰምዑ፣ ፍትሒ ንምውጻእ ጥበብ ኣምላኽ ምስኡ ኸም ዘሎ ስለ ዝረኣዩ ኸኣ፡+ ንንጉስ ኣኽበርዎ።*+