ዘጸኣት 15:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኦ የሆዋ፡ ኣብ መንጎ ኣማልኽትስ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+ ኣታ ብመዝሙር ውዳሰ እትኽበር፡ መስተንክር እትገብር፡+ ብቕድስና ዓብዪ ዝዀንካ፡ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+
11 ኦ የሆዋ፡ ኣብ መንጎ ኣማልኽትስ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+ ኣታ ብመዝሙር ውዳሰ እትኽበር፡ መስተንክር እትገብር፡+ ብቕድስና ዓብዪ ዝዀንካ፡ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+