መዝሙር 53:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 53 ዓሻ ብልቡ፡“የሆዋ የሎን” ይብል።+ ብዓመጻ ዚገብርዎ ተግባሮም ብልሹውን ፍንፉንን እዩ፣ጽቡቕ ዚገብር የልቦን።+